Ona and Besik-Dira   - Netsereab Azazi

Hdri Publishing · ENSTK

Ona and Besik-Dira - Netsereab Azazi

EAN: 9789994801800

Preț la libris.ro

223,20 RON

Vezi oferta la libris.ro

Compară ofertele (1)

libris.ro

in stock

223,20 RON

La magazin

Prețurile sunt preluate automat din feed-urile magazinelor și pot diferi față de site-ul magazinului. Verifică prețul final la magazin.

Descriere Ona and Besik-Dira - Netsereab Azazi

ዖናን በሰክዲራን ህልቒት ዓድታት ሰንሒት 1970-71 ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ ቅጺ 11 ድሕር'ቲ ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ብ21 ሕዳር 1970 ኣብ መገዲ ኣስመራ ከረን ኣብ ባልዋ ብድብያ ተጋደልቲ ምቕታሉ፡ ክሳብ ፈለማ ለካቲት 1971፡ ኣብ ብዙሓት ዓድታት ሰንሒት ኣዝዩ ኣሰቓቒ ግፍዒ ተፈጺሙ። በቲ ብቕትለት ጀነራል ተሾመ ዝያዳ ዝተጋደደ መንግስታዊ ናይ ግፍዒ ፖሊሲ ኣብ ዖና፡ በሲኪዲራ፡ ገለብ፡ ደብረሲና፡ ሃብረንጋቓን ካልኦት ዓድታትን ብጠቕላላ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰለማዊ ህዝቢ ሃሊቑ። በዚ ምኽንያት'ዚ ኣብ ብዙሕ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ግዝኣት ኢትዮጵያ ሰፊሕ ተቓዉሞ ኣርእዮም። እዛ ኣብ ቅጽታት ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ መበል 11 ቅጺ ዝኾነት ዖናን በስክዲራን፡ ህልቂት ዓድታት ሰንሒት 1970-71'' እምበኣር ከም መቐጸልታ ኣብ'ዚ ቅጽታት'ዚ ብ2017 ከም ቕጺ 8 ዝተሓትመት ግፍዒ፣ ነቲ ሽዑ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝወረደ ኣሰቃቒ ህልቂት ብልሳን'ቶም ግፉዓት ብዝርዝር መዝጊባቶ'ላ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ካብ ውጻእ መዓት፡ ስድራቤት ግዳያትን ናይ ዓይኒ መሰኻክርን እናተቐንዘዉ ኣብ ዘቕረቡዎ ምስክርነት ዝተመስረተት'ያ።

Detalii

Brand
Hdri Publishing
Categorie
ENSTK
EAN / GTIN
9789994801800
Magazine
1
Disponibilitate
in stock

Produse similare